No media source currently available
ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ ቃስር ቢን ጋሺር መዳጎኒ ማእከል ዝነበሩ 328 ስደተኛታት ናብ ዝሓሸ ውሕስነት ኣለዎ ዝበልዎ ካልእ መዳጎኒ ማእከል ዝሓለፈ ሰሙን ምግዓዞም ሓቢሮም።