ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕ/ሃ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዂናት 1.39 ሚልዮን ተማሃሮ ንሳልሳይ ዓመት ካብ ትምህርቲ ይቦኽሩ ይብል

ሕ/ሃ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዂናት 1.39 ሚልዮን ተማሃሮ ንሳልሳይ ዓመት ካብ ትምህርቲ ይቦኽሩ ይብል
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:25 0:00

ሕቡራት ሃገራት ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወልዐ ውግእ፡ ልዕሊ ሓደ ሚልየን ቆልዑት ንሳልሳይ ዓመት ካብ ትምህርቲ ይቦኽሩ ኣለዉ ኢሉ። ናብ ከባብታት ክልል ኣምሓራ ኣትዮም ዝነበሩ ተዋጋእቲ ትግራይ ድሕሪ ምውጽኦም ኣብያተ ትምህርቲ ይኽፈታ`ኳ እንተሃለዋ፡ ተመሃሮ ግን በሰላ`ቲ ኩናት ካብ ሓንጎሎም ኣይወጸን።

XS
SM
MD
LG