ኣካፍል
መሕተሚ
ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኣብ መንጎ ማሕበረሰባት ብዝተፈጥረ ጎንጺ ንዝተመዛበሉ ብኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ዝውዕል ናይ ህይወት አድሕን ሓገዝ ናይ 22.2 ሚልዮን ዶላር ናይ ገንዘብ ሓገዝ ተማሕጺኑ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available