ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕ/ሃ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ረድኤት ዝውዕል 65 ሚልዮን ናይ ገንዘብ ሓገዝ ሂቡ


ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሐገዝ ዝውዕል 65 ሚልዮን ዶላር ሂቡ ። ካብዚ እቲ 40 ሚልየን ዶላር ንረዲኤት ኣብ ክልል ትግራይ ዝውዕል እዩ።

"ኩነታት መነባብሮን ህይወትን ኢትዮጵያ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ብሰንኪ ድርቅ እናዓነወን ህፃናት ብሕፅረት መግቢ ይሳቅዩ ኣለዉ " ክብሉ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓላፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ማርክ ሎውኮክ ገለፂኦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG