ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕ/ሃ ኣብ ትግራይ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ህጻናት ንጥምየት:ሕጽረት መግብን ሞትን ይቓልዑ ምህላዎም ኣጠንቂቑ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ብኣሻሓት ዝቑፀሩ ህጻናት ብጥምየትን ዋሕዲ ዝተመጣጠነ መግብን ዝፍጠሩ ሕማማት ይሞቱ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ሕ/ሃ ኣብ ትግራይ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ህጻናት ንጥምየት:ሕጽረት መግብን ሞትን ይቓልዑ ምህላዎም ኣጠንቂቑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:29 0:00

XS
SM
MD
LG