ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕ/ሃ ንግዳያት ውሕጅ ሱዳን 1.6 ቢልየን ሓገዝ ሓቲቱ


ኣብ ዋና ከተማ ሱዳን ኣብዚ ሰሙን’ዚ ብዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጂ 10 ሰባት ሞይቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:07 0:00

ፋይል - ኣብ ዋና ከተማ ሱዳን ኣብዚ ሰሙን’ዚ ብዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጂ 10 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ሱዳን ዝርከባ 18 ግዝኣታት ብዘይካ ሓንቲ ካልኦት ኩለን ብናይ ከረምቲ ውሕጅ ከምዝተጎድኣ ዝሓብረ ሕቡራት ሃገራት፥ በዚ ድማ ልዕሊ 20 ሺሕ ኣባይቲ ከምዝዓነወን፥ ኣስታት 20 ሺሕ ሰባት ከምዝተጎድኡን ኣብ ካርቱም ዝርከብ ወሃቢ ቃል ሕቡራት ሃገራት ሳቪያኖ ኣብሪዩ ይጠቅስ።

ሰብኣዊ ኩነታት ሱዳን ቅድሚ ምምጻእ ለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ `ውን ሕማቕ ምንባሩ ዝጠቅስ ሕቡራት ሃገራት፥ ሕጂ በቲ ውሕጅ ቅጽበታዊ ሓገዝ ዘድልዮም ግን ኣስታት 250 ሺሕ ምዃኖም ኣሚቱ`ሎ።

XS
SM
MD
LG