ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕ/ሃ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ሃገራት ንምሕጋዝ 35 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልዮ ገሊጹ


ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ዝያዳ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ኣብ 56 ሃገራት ዓለም ዝርከቡ 165 ሚልዮን ሰባት ዝውዕል 35 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልዮ ሓቢሩ ። ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓላፊ ሰብኣዊ ሓገዛት ማርክ ሎውኮክ ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍአን ዝፀልመተን እዋን ክብሉ ነቲ ኣብ ዓለም ዝለዓሉ ዘለዉ ቅልውላዋትን ኣብ ሰብኣዊነት ዘብፀሖ ዘሎ ሳዕቤንን ይገልፅዎ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG