ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕቶ ናይ ትግራይ መንነትን ኣምላሲ መሬትን ማሕበርን ግብረ መልሲ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ


ናብ ካልእ ግዝኣታት ዝተኸለሉ መሬትን መንነትን ትግራይ ንምምላስ ዝዓለመ ኣኼባ በቲ ነዚ ዕላማ ዝቖመ ኮሚቴ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ ነይሩ።እዚ ኮሚቴ ብደረጃ ንኡስ ኮሚቴታት ኣኼባ ክገብር ዝፀንሐ'ኳ እንተኾነ እዚ ዳሕረዋይ ግን ህዝባዊ ኣኼባ ምንባሩ ተገሊፁ ኣሎ።

ክልላዊ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ናይ ትግራይ መንነትን ኣምላሲ መሬትን ማሕበር ክሳብ ዳባት ዝበፅሕ ናይ ወሰንን መንነትን ሕቶታት ኣለና ምባሉ ህወሓት ኣብ ውሽጢ ሕልሚ ዘሎ ጉጅለ ምዃኑ መርኣያ እዩ ክብል ነፂጉዎ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG