ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ሊብያን ንምዝታይ ህጹጽ ኣኼባ ኣብ ግብጺ አካይዱ

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ሊብያን ንምዝታይ ህጹጽ ኣኼባ ኣብ ግብጺ አካይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:25 0:00

ኣብ ግብጺ ዝተኣኸቡ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ወታሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ከተኣታትው ተወሳኺ ጊዜ ክወሃቦ ከምዝወሰኑ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ሎሚ ሶሉስ ኣፍሊጦም።

XS
SM
MD
LG