No media source currently available
ኣብ መቐለ፡ መንእሰያት ናይ ስራሕ ዕድልን ኣማራጺታት ንምፍጣር ዝተጣየሰት፡ ሕብረት ስራሕን ዕቋርን ፋና መናእሰይ፡ ኣብ ሓጺር ዓመታት ብዙሓት ስራሓት ንምዕማምን መንእሰያት ንምሕጋዝን በቒዓ ኣላ።