No media source currently available
ኣብ ኣመሪካ ንደቀንስትዮ ጥንሲ ናይ ምስዳድ ወይ ምንጻል ጥንሲ መሰል ዝህብ ሮይ ቪ ዋደ ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ 1973 ብይን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ዝዓጸፈ ውሳነ ኣብ ቀረባ ሂቡ'ዩ። እዚ ዳሕረዋይ ብይን፥ ሓላፍነት ምሃብ ውሳነ ምንጻል ወይ ምስዳድ ጥንሲ ናብ ክፍላተ ግዝኣታት ዝመለሰ ብይን'ዩ።