ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓድሽ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ 4 ዋና ከተማታት ከምዝህልውዎ ተገሊጹ


ሓድሽ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ማዕረ ደረጃ ክህልወን እዩ ዝተባህለ ኣርባዕተ ዋና ከተማታት ከምዝህልዎ ቤት ምኽሪ'ቲ ክልል ኣፍሊጡ።በዚ መሰረት ካብ ዞባ ከፋ ከተማ ቦንጋ፣ካብ ዞባ ዳውሮ ከተማ ተርጫ፣ካብ ቤንች ሼክ ከተማ ሚዛን ኣማንን ካብ ዞባ ሻካ ድማ ከተማ ቴፒ ከምዝተመርፃ ዝወፀ መጣየሲ ኣዋጅ ይገልፅ።

ብኻልእ ወገን ድማ ኣብ ክልል ደቡብ ብሄርን ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ዝርከቡ 10 ዞባታትን ሽዱሽተ ፍሉይ ወረዳታትን ብክልል ንምጥያስ ናብ ቤት ምኽሪ ፌደረሽን ሕቶ ምቕራቡ ይሕበር ኣሎ።

XS
SM
MD
LG