ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓድሽ ኣወዳድባ ወረዳታት ክልል ትግራይ ብዝምልከት ዝግበር ምምዳብ ሰራሕተኛታት ሕቶ የልዕል ኣሎ


ሓድሽ ኣወዳድባ ወረዳታት ክልል ትግራይ ብዝምልከት ዝግበር ምምዳብ ሰራሕተኛታት ሕቶ የልዕል ኣሎ።

ኣብ ክልል ትግራይ 52 ወረዳታት ዝነበራ በዚ ሓዱሽ ኣወዳድባ ናብ 94 ከምዝዓበያ ይፍለጥ። ኣብ ወረዳ ዝነበራ ኣብያተ ፅሕፈት ድማ ካብ ዝነበረን ቁፅሪ ከምዝነከያ ተፈሊጡ ኣሎ። ተመሳሳላሊ ዕማም ዘለወን ተባሂለ ናብ ሓደ ዝተጠመራ ብምህላወን ቁፅረን ክንኪ ኪኢሉ እዩ።

ብመሰረት እዚ ድማ ምምዳብ ሰራሕተኛታት ግድን ምኳኑ ሓላፊት ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ወይዘሮ ሰብለ ካሕሳይ ገሊፀን። ሰራሕተኛታት ዘልዕልዎ ሕቶን መብርሂ ሓላፊት ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ዝሃብኦ መብርህን ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።


XS
SM
MD
LG