ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓደ ዳኛ ብሪጣንያ፡ መስራቲ ዊኪሊክስ ናብ ኣሜሪካ ኣሕሊፉ ከይውሃብ በይኑ


እቲ ጉዳይ ዝተራእየሉ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ
እቲ ጉዳይ ዝተራእየሉ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ

ሓደ ዳኛ ብሪጣንያ፡ መስራቲ ዊኪሊክስ ጁልያን ኣሳኝ ናብ ኣሜሪካ ኣሕሊፉ ከይውሃብ በይኑ።

ኣሜሪካ ንኣሳኝ ብ17 ክስታት ስለያን ይደልዮ`የ ብምባል ኣረክቡኒ ክትብል ጸኒሓ`ላ።

ሎሚ ብይን ዝሃበ ዳኛ ብሪጣንያ ግን፥ ጁልያን ኣሳኝ፥ ንኣሜሪካ እንተተረኪቡ ነብሱ ከጥፍእ`ዩ ብምባል ክፍታሕ ኣዚዙ`ሎ። ጠበቓታት ኣሜሪካ ግን ይግባኝ ክንብል ኢና ይብሉ`ለዉ። ኣብ ኣፍደገ`ቲ ቤት ፍርዲ ዝነበሩ ደገፍቱ ክብሪ ሰብኣዊ መሰል ተዓዊቱ- ናይ ምዝራብ ናጽነት ስዒሩ ብምባልታሕጓሶም ይገልጹ ኔሮም- ።

XS
SM
MD
LG