ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓደ ዓመት ግጭት ትግራይ ንምዝካር ኣብ ዝተኻየደ ናይ ስእሊ ምርኢ ዝተሳተፈ ሃፍቶም ካሳ


ሓደ ዓመት ግጭት ትግራይ ንምዝካር ኣብ ዝተኻየደ ናይ ስእሊ ምርኢ ዝተሳተፈ ሃፍቶም ካሳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:22 0:00

ሓደ ዓመት ግጭት ትግራይ ምኽንያት ብምግባር ካብ 4 ክሳብ 7 ሕዳር 2021 ኣ\ፈ ኣብዚ ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ስእሊ ምርኢት ተኻይዱ ነይሩ።ኣብ ቀረባ ግዜ ብተወለድቲ ትግራይ ዝተጣየሸ‘’ 24 ስዓታት ንትግራይ’’ (24 Hours for Tigray) ብዝብል ሽም ብዝተጣየሸ ጉጅለ ዝተዳለወ ምርኢት ስነ ጥበኛታት ኣታዊኡ ንህንፀት ትግራይ ዝውዕል ውፂት ስራሕቶም ብምቕራብ ተሳቲፎም ኣለው።

XS
SM
MD
LG