No media source currently available
ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ሎሚ 13 ሰነ (20 ሰነ) ኣብ መላእ ዓለም ይዝከር ኣሎ:: ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ዝመሃር ኤርትራዊ ስደተኛ በራኺ ወልዳይ ብዛዕባ ናይ ስደት ህይወቱ ብፍላይ ናይ ዩኒቨርሲቲ ህይወቱ ከምዚ ክብል ይገልጽ።