ኣዲስ ኣበባ —
ቅድሚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ካልኦት ብሕጋዊ ፍቓድ ናብታ ሃገር ዝኣተዉን ነባሮ ካልእ ሃገር ብጃምላ ተገፊፎም ናብ መዓስከር ስደተኛታት ዳባት ተወሲዶም ኣለዉ።
ዛጊት ብወገን ሰብ-መዚ ኢትዮጵያ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ዝተዋህበ ወግዓዊ መግለጺ የሎን።
ንኩነታቶም ብዝምልከት ገለ ካብቶም ተገፊፎም ዝተወስዱ ብስልኪ ኣዘራሪብና ኣለና።