ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓይልታት ምኽልኻል ኢትዮጵያ ካብ ከተማ መቐለ ይወጹ ምንባሮምን ተሓቢሩ


ኣብ ከተማ መቐለ ዝነበሩ ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ነታ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ለቂቆም ይወጹ ኔሮም ክብል ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ካብቲ ቦታ ሓቢሩ።

ነበርቲ’ታ ከተማ ድማ ሓይልታት ትግራይ እናኣተዉ’ዮም ብዝብል በብመንገዱ ሓጎሶም ክገልፁኡ ኣምስዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ሓይልታት ምኽልኻል ኢትዮጵያ ካብ ከተማ መቐለ ይወጹ ምንባሮምን ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:09 0:00



ንዘይጽሩይ ድምጺ ይቕሬታ ንሓትት!

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG