ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓይልታት ማልታ ስደተኛታት ዝጨወይዋ መርከብ ከምዝተቆጻጸሩ ገሊጾም


ሓይልታት ማልታ ስደተኛታት ዝጨወይዋ መርከብ ከምዝተቆጻጸሩ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:44 0:00

ሓይልታት ማልታ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ብዝደሓኑ ስደተኛታት ዝተጨወየት መርከብ ከምዝተቆጻጸሩን፡ መሪሕነት’ታ መርከብ ንካፒቴን መርከብ ምርካቦም ገሊጾም። እታ ቦጥ መርከብ ናብ ወደባት ማልታ ከምዝዓረፈትን እቶም ስደተኛታት ድማ ናብ መደበር ፖሊስ ማልታ ንምርመራ ከምዝተወስዱ ብተወሳኺ ተገሊጹ’ሎ።

XS
SM
MD
LG