ኣካፍል
መሕተሚ
መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ሱዳን ኣትዩ ። ሱዳን ካብ ንግብረሽበራውያን ሓገዝ ይገብራ እየን ክትብል ኣሜሪካ ካብ እተውንጅለን ሃገራት መዝገብ ምውጻኣ ስዒቡ : ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ድሕሪ ዓሰርተ ዓመታት ንፈለማ እዋን ወደብ ሱዳን ረጊጹ ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።
No media source currently available