ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓውዜን፡ውግእ ትግራይ ብሓጺሩ ዝዛዘም ከምዘይኮነ መርአያ'ያ ይብል አሶሴይትድ ፕረስ


ከተማ ሓውዜን ካብ ሕዳር ንነዘ ኣርባዕተ ጊዜ ውግእ ዝተካየደላ ከተማ እያ። ኣብ ልዕሊ ትካላታ’ውን ብሕልፊ መባእታዊ ሆስፒታላ ከቢድ ዕንወት፣ ስርቂን ዘረፋን ተፈጺሙዎ እዩ። ሓውዜን፣ ውግእ ናይ ትግራይ ብሓጺሩ ዝዛዘም ከምዘይኮነ መርአያ እያ ይብል ኣብ’ዚ ቀረባ መዓልታት ናብ’ታ ከተማ ዝኣተወ ወኪል ኣሶሴትድ ፕረስ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG