ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓባራዊ መግለጺ ፕረ. ትራምፕን ቀ/ሚ ተሪሳ መይ


ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ካብ መዝነተን ዝወርዳ ዘለዋ ቀዳመይቲ ፕረዚደንት ብሪጣንያ ተሪሳ ሜይ ትማሊ ኣብ ዝሃብዎ ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ መንጎ ክልቲኣን ሃገራት ክትግበር ዝተኣትወ ቃል ውዕል ንግዲ ኣስሚሮምሉ።

ክልቲኦም መራሕቲ ነዚ ዝበሉ ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ መወዳእታ'ዚ ዓመት ክትወጽእ ኣብ ትዳለወሉ መጻኢኣ ርጉጽ ኣብ ዘይኮነሉ እዋን'ዩ።

ክልቲኦም መራሕቲ ንሪፖርተራት መግለጺ ዝሃቡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ ከተማ ለንደን ኣንጻር ፕረዚደንት ትራሞፕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣብ ዘካየድሉ'ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሓባራዊ መግለጺ ፕረ. ትራምፕን ቀ/ሚ ተሪሳ መይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:00 0:00

XS
SM
MD
LG