ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓባራዊ መድረኽ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኦሮሚያን ቤንሻንጉል ጉሙዝን ተኻይዱ


ሓባራዊ መድረኽ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኦሮሚያን ቤንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ ከተማ ጊምቢ ተኻይዱ።

ናይቲ ህዝቢ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዝዘርጉ ሰባት ናይ ምቁፅፃር ተግባር ሓይሉ ከምዝቕፅል ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ’ሎ።

ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦምን ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉን ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ተወልደቲ ቤንሻንጉል ጉሙዝን ኦሮሞን ሰላም ናብ ናይ ቀደሙ ተመሊሱ’ሎ ኢሎም ኣለው።

እቲ መድረኽ ንሰለስተ ዞባታት ምዕራብ ወለጋ፣ቡኖ በደሌን ካማሽን ኣብ ዘዋስን ቦታ ምክያዱ ንርክባት ሰለስቲአን ዞባታት ዘሐይል ምዃኑ ናይ ክልቲኦም ክልላት ናይ ሓባር ሰላምን ልምዓትን ዘተሓባብር ቤት ፅሕፈት ምኽትል ሓላፊ ኣቶ ዲንሳ ኣመንቲ ገሊፆም።

XS
SM
MD
LG