ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓምለ 4 መዓልቲ ነጻነት ኣሜሪካ


ሓምለ 4 ኣብ ልቢ ኣሜሪካዊያን ፍሉይ ቦታ ዘለዋ መዓልቲ’ያ ። ኣብ መላእ’ታ ሃገር ሰባት ኣብ መናፈሲ ቦታታት ብምትእኽካብ ርችት ብምትኳስ የኽብርዎ።

ሓምለ 4 ነቲ ኣብ1776 ኣብ ኣሜሪካ ዝተወልደ ዲሞክራሲ ንምዝካር ዝኽበር እንተኾነ ኣብ ቀረባ ዓመታት ግን ኣብታ ሃገር ዝረአ ናይ ፖለቲካ ክፍፍል ዲሞክራሲ ኣብ ሓደጋ ይኣትው አሎ።ኣብ ባይታ‘ውን ዝተቆጥዑ ድምጽታት ይስምዑ ኣለው።

ኣሜሪካዊያን ድማ ካብቲ ኣብዚ መዓልቲ ዝትኾስ ርችታት ንላዕሊ ሓደ ዝገብሮም ነገር የለን።ኣብዚ መዓልቲ’ታ ሃገር ዝተመስረተትሉ ዲሞክራሲያዊ ሓሳባት ዝንስተንትለሉ መዓልቲ’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሓምለ 4 መዓልቲ ነጻነት ኣሜሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:43 0:00

XS
SM
MD
LG