ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓላፊ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተቐቲሉ ከምዝተረኽበ ተሓቢሩ


ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ሓላፊ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ኮይኑ ይሰርሕ ዝነበረ ኢንጅነር እምብዛ ታደሰ ተቐቲሉ ከምዝተረኽበ፣ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ።

ኢንጀነር እምብዛ ኣብ ሙዚቃታት ትግርኛ'ውን ዝነጥፍ ከምዝነበረ ዝዝከር እዩ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ነቲ ቕትለት ኮኒኑዎ ኣሎ ።

መግለጺ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ኢንጂነር እምብዛ ታደሰ፣ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ብዘይተፈልጡ ሰብት ተዓፊኑ ከምዝተሰወረን፣ ትማሊ ሓሙስ ኣስከሬኑ ኣብ መቀለ ከምዝተረኸበን ሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG