ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓላፊ ትካል ስደተኛታት ሕ/ሃ ኩነታት ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ከምዘሻቀሎም ገሊጾም


ሓላፊ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፍሊፖ ግራንዲ “ሰብኣዊ ኩነታት ኣብ ትግራይ ኢትዮጵያ ‘ዓሚቅ ሻቅሎት’ ፈጢሩለይ ኣሎ” ኢሎም። ፍሊፖ ግራንዲ ኣብ ትግራይ ዘለው ኤርትራዊያን ስደተኛታት ሓደጋ ከምዘንጸላለዎም’ውን ጠቂሶም ኣለው ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG