ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ 115 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ገሊጾም


ነቲ ስርሒት ህይወት አድሕን ዘካየደት መርከብ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኮማንደር ካፕቲን ራሚ ዓሊ ሃዲ እቶም ስደተኛታት ዝበዝሑ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝመጹ ምኳኖምን ገለ’ውን ካብ ሃገራት ዓረብ ዝመጹ ከምዘለው ብምሕባር ክልተ ትሕቲ ዕድመ ህጻናትን 22 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝርከብዎም ገሊጾም።

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ 115 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:43 0:00

ብተወሳኺ ሬሳ 5 ስደተኛታት ኣብቲ ናይ ህይወት አድሕን ስርሒት ከምዝተረኽበ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ገሊጾም።

ካልኦት 76 ስደተኛታት ኣብ ካልእ ከባቢ ምድሓኖም ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ።

XS
SM
MD
LG