ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 30 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምምላሱ ሓቢሩ

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 30 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምምላሱ ሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:30 0:00

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 30 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምምላሱ ሓቢሩ

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 30 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምምላሱ ሓቢሩ።

ወሃቢ ቃል ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣዩብ ጋሲም ብሶሉስ ኣብ ዝዘርግሕዎ መግለጺ 31 ስደተኛታት ጽዒና ማእከላይ ባሕሪ ብምቁራጽ ኣውሮጳ ንምብጻሕ ትጉዓዝ ዝነበረት ጀልባ ኣብ ከባቢ ገማግም ባሕሪ ከተማ ሳባርታ ከምተታሕዘት ሓቢሮም።

ንሶም ብተወሳኺ እቶም ስደተኛታት ናብ መዳጎኒ ማእከል ኮምስ ከምተወስዱ ገሊጾም ኣለው።

ወሃቢ ቃል ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣዩብ ጋዚም 15 ቱኒዝያዊያን ዘይሕጋዊያን ኣስገርቲ ሰባት’ውን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ሓቢሮም ኣለው። ሰበ ስልጣን ቱኒዝያ ግን ብዛዕባ’ዚ መልሲ ኣይሃቡን።

XS
SM
MD
LG