ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ልዋም ቴክ-ሶልሽንስ`፡ ብወብ ኣፕሊከሽን ዘሰልጠኖም ኤርትራውያን ብሰርቲፊከት የመርቕ


Eng.Yebiyo Mesfin
Eng.Yebiyo Mesfin

`ልዋም ቴክ-ሶልሽንስ`፡ ኣብ ኣሌክሳንደርያ ቨርጂንያ ዝርከብ ትካል ኮይኑ ነዚ ዘለናዮ ናይ ቴክኖሎጂ ዘመን ዝምጥን ስልጠና ንኤርትራውያን ንምሃብ ዝተበገሰ ማእከል`ዩ።

ነቲ ናይ ስልጠና ማእከል ዝኸፈተ ክኢላ ፕሮግራማት-ቴክኖሎጂ-ኮምፒተር ኢንጅነር የዕብዮ መስፍን፡ ዝሓለፈ ሰንበት 6 ጥቅምቲ 2018 ብ `ፉል ስታክ ወብ ኣፕሊከሽን` ከምኡ`ውን `ወብ ደቨሎፕመንት` ዘሰልጠኖም ቀዳሞት ተማሃሮ ብሰርቲፊኬት ኣመሪቑ`ሎ።

Liwam Tech Solutions Trainees
Liwam Tech Solutions Trainees

ኣብ`ቲ ስነ ስርዓት ንኣሰልጠንትን ሰልጠንትን ኣዘራሪብና ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG