ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያን ደምህትን ርክብ ኣካይዶም

ብጀነራል ኣደም መሓመድ ዝተመርሐ ክልተ ዝኣባላቱ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት መራሕቲ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ደምህት)ሎሚ 28 ነሓሰ ኣብ ኣዳራሽ ደንደን -ኣስመራ ርክብ ኣካይዶም።

ኣብዚ ናይ ፈላማይ መድረኽ ርክቦም ፡ደምህት ዕጥቃዊ ቃልሱ ኣቋሪጹ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብምእታው ኣካል ናይቲ ለውጢ ብምዃን ፡ሰላማዊን ፖለቲካዊን ቃልሱ ከካይድ ኣብ ስምምዕ በጽሖም።

ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ርክብ
ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ርክብ

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያን ደምህትን ርክብ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:19 0:00


This item is part of
​
XS
SM
MD
LG