ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ልኡኻት እስራኤል ኣብ ሱዳን ምብጻሕ የካይዱ ኣለዉ


ልኡኻት እስራኤል ኣብ ሱዳን ምብጻሕ የካይዱ ኣለዉ ። እቶም ልኡኻት ብሰኑይ ሱዳን ዝአተዉ እቲ ብመንጎኝነት ኣሜሪካ ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ናብ ንቡር ናይ ምምላስ ስራሕ፥ መቐፀልታ ዘተ ንምክያድ 'ዩ ።

ሱዳን ብሓገዝ ዋሽንግተን ምስ እስራኤል ዝነበራ ርክብ ናብ ንቡር ንምምላስ ትፅዕር ዘላ ሳልሰይቲ ዓረባዊት ሃገር እያ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ልኡኻት እስራኤል ኣብ ሱዳን ምብጻሕ የካይዱ ኣለዉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:38 0:00


XS
SM
MD
LG