ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ልምዓት ፈልሲ ተኽሊ ትግራይ


ልምዓት ፈልሲ ተኽሊ ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:43 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዝተወልዐ ኲናትን ምትእጕጓል መሰረታዊ ኣገልግሎታትን ነቲ ክግስግስ ዝጸንሐ ምትካል ሓደስቲ ፍልስታት ብኸቢድ ከም ዝጸለዎ ሰብ-መዚ እቲ ክልል ይገልጹ። ንሓላፊ ሃብቲ ተፈጥሮ እቲ ክልል ብዛዕባ'ዚ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG