ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላዕለዎት ፖለቲካውያን እሱራት ኢትዮጵያ ይፍትሑ


ዋና ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንነባሪ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ሰላምን ክብል ንዝተወሰኑ እሱራት ብምሕረት ምፍትሑ ገሊጹ ኣሎ። እቶም ኣብ ማእሰርቲ ጸኒሖም ዝተፈትሑ፡ (ኣቦይ) ስብሓት ነጋ፡ ጃዋር መሓመድ፡ በቀለ ግርባን እስክንድር ነጋን ይርከቡዎም። ዝርዝር እቶም ምፍታሖም ተፈሊጡ ዘሎ እሱራት እዞም ዝስዕቡ’ዮም።

1) ኣቶ ስብሓት ነጋ

2) ወይዘሮ ቅዱሳን ነጋ

3) ኣቶ ኣባይ ወልዱ

4) ኣቶ ኣባዲ ዘሙ

5) ወይዘሮ ሙሉ ገብረ እግዝኣብሄር

6) ኣቶ ኪሮን ሓጎስ

7)ኣቶ ጀዋር መሓመድን ኣብ ትሕቲ ናቶም መዝገብ ዝተኸሰሱን ኩሎም

8) ኣቶ እስክንድር ነጋን ኣብ ትሕቲ ናቶም መዝገብ ዝተኸሰሱን ብሙሉኦም ተፈቲሖም ኣለው።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG