ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

39 ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ህውሓት ናይ ዘይምክሳስ መሰሎም ምልዓሉ ተገሊጹ


ፓርላማ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤኡ፡ ኣቦ-መንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤል. ዝርከብዎም 39 መራሕቲ ህወሓት፡ ዘይምኽሳስ መሰሎም ቀንጢጡ።ፓርላማ ኢትዮጵያ እቶም ኣባላት ህወሓት ድማ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ሃገራዊ ምክልኻል መጥቃዕቲ ብምፍጻም ጥርጡራት`ዮም ኢልዎም ኣሎ-።

XS
SM
MD
LG