ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ 5 ሃገራት ኣመንቲ እስልምና ኣብ ዝበዝሕወን ሃገራት ዝተገብረ እገዳ ጉዕዞ ክጸንዕ ወሲኑ


ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣሜሪካ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሃገራት ኣመንቲ እስልምና ኣብ ዝበዝሕወን ሃገራት ዝተገብረ እገዳ ጉዕዞ ሎሚ ክጸንዕ ጌሩ’ሎ።ፕረዚደንት ትራምፕ በዚ መዳይ ተዓዊቶም ኣለው።

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣሜሪካ 5 ብ 4 ድምጺ’ዩ ነዚ ፖሊሲ ፕረዚደንት ትራምፕ አጽዲቅዎ’ሎ።

እቲ ፖሊሲ ንመን ከምዝምልከቶም ኣብዚ ምንባብ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG