ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀይዲ ዝቐነዩ ኣቶ ኢሳያስ ዳኘው ሚእቲ ሽሕ ቅርሺ ኣትሒዞም ንክፍትሑ በይኑ


ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ዓቃቢ ሕጊ ንከይፍትሑ ይግባይ ስለዝበለ ኣብ ቀይዲ ዝቐነዩ ኣቶ ኢሳያስ ዳኘው፣ ሚእቲ ሽሕ ቅርሺ ኣትሒዞም ንክፍትሑ ሎሚ በይኑ።

ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ልዕሊ ተጠርጣሪ ኣቶ ኢሳያስ ዳኘው ተወሳኺ ምርመራ ኣለኒ ኢሉ ጊዜ ንክፍቀደሉ ሓቲቱ ምንባሩ ዝዝከር’ዩ።

ቤት ፍርዲ ሰማዒ ይግባይ ንሕቶ ዓቃቢ ሕጊ ነጺግዎ ነይሩ ።

እቲ መስርሕ ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ መዓልቲ ክሲ እንተዘይቀሪቡ፣ ታሕተዋይ ቤት ፍርዲ ዘሕለፎ ብይን ካብ ማእሰርቲ ምፍታሕ ከምዝትግበር ኣዘኻኺሩ’ዩ።

ሎሚ ዝተጋብኣ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ንክትዕ ክልቲኦም ወገናት ድሕሪ ምስማዕ ናብ’ቲ ውሳነ ከምዝበጽሐ ጋዜጣ ሪፖርተር ጸብጺቡ ኣሎ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ - ምዕላው ናይ ሱዳን ዑመር ኣልበሽር፡ ንጂኦ-ፖለቲካ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG