ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ንብረት ተኸሰስቲ አባላት ህውሓት ብናጻ አካል ክመሓደር ወሲኑ


ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ንብረት ኣባላት ህወሓት ብነጻ ኣካል ንክማሓደሩ ከምዝወሰነ ተገሊጹ።

ቤት ፍርዲ ቀንዲ ኣባላት ህወሓት ዝተባሃሉ ዝውንንዎም ናይ ንግዲ፣ መንበሪ ኣባይቲ ዘማሓድር ነጻ ኣካል ንክቅውም ዝተወሰነ ትማሊን ሎሚን ኣብ ዝዋዓለ መጋባእያ እዩ።

ንዓቃቢ ኢትዮጵያ ኣቶ ኣለምኣንተ አግደው ዝጠቀሰ እቲ ዜና "እቲ ቤት ፍርዲ ተጠርጠርቲ ብዝተኸሰስዎ ገበን ክሳብ መዕለቢ ዝዋሃቦ ብነጻ ኣካል ንክማሓደር ከምዝወሰነ" ጠቂሶም።

እቲ ዜና ወሲኹ ዝተኸሰሱ 11 ሰባት ዝውንንዎም ልዕሊ 30 ትካላትን ኣባይቲን ከምዝኾኑ’ውን ገሊጹ።

XS
SM
MD
LG