ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላዕለዋይ መሪሕነት ኦብነግ አዲስ አበባ ኣትዩ


ግንባር ነጻነት ኦጋዴን(ኦብነግ) ዘካይዶ ዝነበረ ዕጥቃዊ ቃልሲ ደው ከምዘበለ ብምሕባር ላዕለዋይ ኣመራርሓ’ቲ ግንባር ትማሊ ሰንበት አማስይኡ አዲስ አበባ ኣትዮ ኣሎ።

ኣመራርሓ ግንባር ነጻነት ኦጋዴን ናብ ውሽጢ ሃገር ዝአተወን ብሰላማዊ መንገዲ ንምቅላስ ዝወሰነን ቀዳማይ ሚንስተር አብይ አሕመድ ናብ መሪሕነት ድሕሪ ምምጽኦም ሓያለ ለውጥታት ስለዝተራእዩ’ዩ ክብሉ ወሃቢ ቃል‘ቲ ውድብ ኣፍሊጦም።

አባል ፈጻሚ ስራሕ’ቲ ውድብ ሻለቃ ዓሊ ሳሜረሰጋድ ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ አዲስ አበባ ብስልኪ ኣብ ዝሃብዎ ቃል እቲ ግንባር ምቁራጽ ተጻብኦ ዝአወጀን ናብ ሃገር ዝተመልሰን ብሰንኪ’ቲ ዝረአ ዘሎ ለውጢ እዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ላዕለዋይ መሪሕነት ኦብነግ አዲስ አበባ ኣትዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:10 0:00

XS
SM
MD
LG