ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሊብያዊያን ዕጡቓት ንስደተኛታት፡ሓገዝ ወሃብቲን ምፍርራሖም አባላት ትካል ግብረሰናይ 'ሲ ኣይ' ገሊጾም


ሊብያዊያን ዕጡቓት ንስደተኛታት፡ሓገዝ ወሃብቲን ምፍርራሖም አባላት ትካል ግብረሰናይ 'ሲ ኣይ' ገሊጾም
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:03:31 0:00

አባላት ትካል ግብረ ሰናይ 'ሲ ኣይ' ሊብያዊያን ዕጡቓት ንዝደሓኑ ስደተኛታትን ሓገዝ ወሃብቲን ምፍርራሖም ገሊጾም። ወሃቢ ቃል’ቲ ትካል ጎርደን ኢስለር እዚ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ ፍጻመ ነቶም ሓገዝ ወሃብቲ ዘሰንበደ ፍጻመ ምንባሩን እንተኮነ ንኩሎም 90 ስደተኛታት ምድሓኖም ሓቢሮም። እቶም ዕጡቓት ናይ መጠንቐቕታ ተኹሲ ምትኳሶምን ገለ ካብቶም ስደተኛታት እውን ናብ ባሕሪ ምዝላሎም’ውን ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG