ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሆስፒታል ማርቆስ ከተማ መቐለ ኮሌጅ ጥዕና ሳይነስ ከፊቱ


ሆስፒታል ማርቆስ ብልዕሊ 5 ሚልዮን ብር ተወሳኺ ናውቲ ብምምላእ ኮሌጅ ጥዕና ሳይነስ ከፊቱ።

ብደረጃ ላዕለዋይ ክሊኒክ ኣብ 1994 ዓ.ም ስራሕ ዝጀመረ ሆስፒታል ማርቆስ ብ1998 ዓ.ም ናብ ሆስፒታል ከምዝዓበየ ዶክተር ማሪቆስ ገሰሰ ገሊጾም።

ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ እቲ ሆስፒታል ኮሌጅ ጥዕና ሳይነስ ብምክፋት ኣብ መዳይ ጥዕና ሓገዝቲ ሰብ ሞያ ንምፍራይ ዓብዪ ዋኒን ጀሚሩ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሆስፒታል ማርቆስ ከተማ መቐለ ኮሌጅ ጥዕና ሳይነስ ከፊቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:12 0:00

XS
SM
MD
LG