ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህፃናት ክልል ትግራይ ናብ ትምህርቲ እንተ ተመለሱ’ውን ስንባደ ግን ኣይገደፎምን


ህፃናት ክልል ትግራይ ናብ ትምህርቲ እንተ ተመለሱ’ውን ስንባደ ግን ኣይገደፎምን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:50 0:00

ህፃናት ክልል ትግራይ ናብ ትምህርቲ እንተ ተመለሱ’ውን ስንባደ ግን ኣይገደፎምን

ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ ኽልተ ዓመታት ዝተኻየደ ኲናት ብዙሓት ህፃናት ኣዘኽቲሙን ካብ ስድረኦም ፈላልይዎም። ስነ ኣእሙሮኣዊ በሰላታቱ ድማ ምስኦም ንነዊሕ እዋን ዝፀንሕ’ዩ።

ናብ መዕቆቢ ተቀይሩ ዝርከብ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማይ ወይኒ ዝርከቡ ዝተመዛበሉ ህፃናት ብሰንኪ ኲናት ንልዕሊ ኽልተ ዓመት ካብ ትምህርቲ ርሒቆም ጸኒሖም እዮም።

እቲ ኲናት ካብ ዝጀመረሉ 2020 ኣትሒዙ እቲ ቤት ትምህርቲ ንልዕሊ 8,600 ሰባት ዘተኣናግድ ዘሎ ኾይኑ ካብኣትቶም 5,100 ትሕቲ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም'ዮም።

ፀጋ ፍፁም መምህር እያ ። ድሕሪ እቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝተኻየደ ስምምዕ ምቁራፅ ተፃብኦ ኣብቲ 65 ተማሃሮ ዝሓዘ ክፍሊ እወንታዊ ለውጢ ክትርኢ ምጅማራ ትዛረብ።

XS
SM
MD
LG