ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ህዝቢ ትግራይን ሕወሓትን ኣብ ናጽነት ኤርትራ ዘይቅየር መርገጽ`ዩ ዘለዎም' ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል

ምክትል ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል፡ ህዝቢ ትግራይን ሕወሓትን ኣብ ናጽነት ኤርትራ ዘይቅየር መርገጽ`ዩ ዘለዎም ክብሉ በቲ ሎሚ ዝኽበር ዘሎ መበል 28 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ እንኳዕ ኣብጽሓኩም ኢሎም።

ዶ/ር ደብረ-ጽዮን ብምኽንያት ዝመጽእ ሰሙን ዝዝከር ግንቦት 20 ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ግንቦት 20 እንዝክሮ፡ ኢትዮጵያ ካብ`ቲ ኣትያቶ ዘላ ጸገም ንምውጻእ ጻዕሪ ኣብ ዘድልየሉ እዋን`ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል

'ህዝቢ ትግራይን ሕወሓትን ኣብ ናጽነት ኤርትራ ዘይቅየር መርገጽ`ዩ' ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:15 0:00

XS
SM
MD
LG