ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝቢ ምስ ህዝቢ: ኣብ ዘመናዊ ሙዚቃ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዓበይ ኣበርክቶ ዘለዎም ስነጥበባዊያን

ህዝቢ ምስ ህዝቢ: ኣብ ዘመናዊ ሙዚቃ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዓበይ ኣበርክቶ ዘለዎም ስነጥበባዊያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:25 0:00

ህዝቢ ምስ ህዝቢ: ኣብ ዘመናዊ ሙዚቃ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዓበይ ኣበርክቶ ዘለዎም ስነጥበባዊያን

ብግድምናን ክእለት ሙዚቅኦምን ብዝለዓለ ደረጃ ዝስመዩ ዓብደላ ኣቡበከርን ብርሃነ ኪዳነን፡ ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኮይኖም ኣለዉ።

ካብ 60`ታትን 70`ታትን ጀሚሮም፡ ብፍላይ ንህርመት ዘመናዊ ሙዚቃ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ምምሕያሽ ፡ ዓቢይ ተራ ከም ዝነበሮም ዝግለጹ እዞም ክልተ ህቡባት ሙዚቀኛታት፡ ብመሳርሒ ኦርጋን ዘፍረዩዎን ዘዋሃሃድዎን ሙዚቃታት ብቑጽሪ ክተቐምጦ ዘጸግም`ዩ።

ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ፡ ከምኡ`ውን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ፡ ምስ ብዙሓት ዓበይቲ ባንድታት ተጠርኒፎም`ውን ሰሪሖም።

ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG