ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝቢ ምስ ህዝቢ: ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር


ህዝቢ ምስ ህዝቢ: ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:58 0:00

ህዝቢ ምስ ህዝቢ: ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር

ጀሚላ ሽምሰዲን፡ ካብ ዓዲ ገሹ ዝተባህለ ዓዲ ዝተፈናቐለት ተማሃሪት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ክትከውን ከላ፡ ሰዒድ ዓብደኑር ድማ፥ ካብ ቤት ትምህርቲ ተክኒክ ተመሪቑ ኣብ ኣስመራ ኣብ ስራሓት ንግዲ ተዋፊሩ ዝርከብ ዜጋ እዩ።

ክልቲኦም ነቲ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ዝተኸብረ ዒድ ኣልፈጥርን ልምድን ባህሊን ጾመ- ረመዳን ከካፍሉ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG