No media source currently available
ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ዞባ ሲዳማ ክልል ንምኳን ብዝቐረበ ሕቶ መሰረት እዩ እቲ ህዝበ ውሳነ ዝተኻየደ:: ሎሚ ኣብ ከተማ ይርጋለም ዝተኻየደ ህዝበ ውሳነ ዝነበረ ከይዲ እዚ ይመስል ኔሩ።