ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ህውሓት ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምግጫውን ኹናት ንምውላዕን ይሰርሕ’ሎ' ዶ/ር ኣረጋዊ በርሃ


ህውሓት ኣብዚ እዋን’ዚ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምግጫውን ኹናት ንምውላዕን ይሰርሕ’ሎ ክብሉ ኣቦ መንበር ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሃ ሓቢሮም።

ዶ/ር አረጋዊ ወሲኾም ተኸቢብካ’ለኻ ብዝብል ቅስቀሳ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰራዊት ይምልምልን ተወሳኺ መደበራት ሰራዊት ይኸፍት’ሎ ክብሉ’ውን ንህውሃት ከሲሶም።

ኣቦ መንበር ፓርቲ ዲሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ዶ/ር አረጋዊ በርሀ ህውሓት ህዝቢ ንህዝቢ ንምግጫውን ኹናት ንምውላዕን ኣብዚ እዋን’ዚ ይሰርሕ’ሎ ክብሉ ዝተዛረቡ ፓርቲኦም ፕሮግራሙ ንፈለማ ጊዜ ኣብ ዝሓለፈ ቐዳም ኣብ አዲስ ኣበባ ሃገር ፍቅር ትያትር ብወግዒ ኣብ ዘላለየሉ እዋን’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


Recommended

XS
SM
MD
LG