ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ህውሓትን ኦነግን ዳግማይ ናብ ስልጣን ንክምለሱ ሓድሽ ግንባር ፖለቲካ ይፈጥሩን ዝመሳሰልዎም ውድባት ይአኻኽቡን ኣለው' ልደቱ አያሌው


ልደቱ አያሌው
ልደቱ አያሌው

ህውሓትን ግንባር ናጽነት ኦሮሞ (ኦነግ)ን ዳግማይ ናብ ስልጣን ንክምለሱ ሓድሽ ግንባር ፖለቲካ ይፈጥሩን ዝመሳሰልዎም ውድባት ይአኻኽቡን ኣለው ክብሉ አባል ቤት ምኽሪ አደፓ አቶ ልደቱ አያሌው ተዛሪቦም።

አባላት’ቲ ምትእኽኻብ ነቲ ናይ 27 ዓመታት ስርዓት ዝነበሮ ጉድለት ካብ ምምላእ ካልእ ጸገም ናይ ምፍጣር ድልየት ሒዞም ይመጹ ኣለው። እዚ ኸአ ኢትዮጵያ ናብቲ ዝነበረቶ ጥራይ ዘይኮነስ ካብኡ ናብ ዝገደደ ስርዓት ክትሰጋገር ዝገብር’ዩ: ነቲ ናይ ለውጢ ከይዲ’ውን ክፈሽል ክገብር ይኽእል’ዩ ክብሉ ስግኣቶም ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG