ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህወሓት ንክልል ትግራይ ኣይውክልን ዝብሉ ውድባት ክልል ትግራይን ግብረ መልሲ ህወሓትን


ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ሓላፊ ርክብ ቢሮ ህዝቢን መንግስቲን ትግራይ :ንሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ሳልሳይ ወያነ ኣቶ ሃይሉ ከበደ
ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ሓላፊ ርክብ ቢሮ ህዝቢን መንግስቲን ትግራይ :ንሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ሳልሳይ ወያነ ኣቶ ሃይሉ ከበደ

ልዝብ ሰላም ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲን ክልል ትግራይን ይዳለው ኣብ ዘሎ ሕጂ እዋን፡ ሰለስተ ተቓወምቲ ፓርቲታት ክልል ትግራይ፡ ህወሓት ንበይኑ ንህዝቢ ትግራይ ክውክል ከም ዘይክእል ኣብ ቀረባ እዋን መግለጺ ኣውጺአን ነይረን። ኣብቶም ውድባት ዘሎ ዕቃበታትን ትጽቢታቶምን ኣመልኪቱ ንሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ሳልሳይ ወያነ ኣቶ ሃይሉ ከበደ ኣዘራሪቡዎ ኣሎ።

ድሕሪ ናይ ኣቶ ሃይሉ ቃለ-ምምልልስ ምላሽ ካብ ወገን ክልል ትግራይን ገዛኢ ፓርቲ ህወሓትን ዘሎ ግብረ-መልሲ ድማ ይስዕብ። ኣብዚ ጉዳይ መልሲ ዝሃበ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ሓላፊ ርክብ ቢሮ ህዝቢን መንግስቲን ክልል ትግራይ’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG