ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ዲያጎ ማራዶና ዓሪፉ


ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ዲያጎ ማራዶና ኣብ መበል 60 ዓመቱ ብድኻም ልቢ ዓሪፉ'ሎ።

እቲ ካብ መንጎ ኮኸባት ኲዕሶ እግሪ ዓለም ሓደ ዝኾነ ዲያጎ ማራዶና ኣብ 1986 ንሃገሩ ኣርጀንቲና ዋንጫ ዓለም ክትዓትር ዝገበረ ሓያል ተጻዋታይ ምንባሩ ናይ ብዙሓት ዝኽሪ'ዩ።

XS
SM
MD
LG