ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህልቂት ላምፐዱሳ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት


ህልቂት ላምፐዱሳ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት
please wait

No media source currently available

0:00 1:00:18 0:00

ህልቂት ላምፐዱሳ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት

ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት 3 ጥቅምቲ 2013 መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝዀኑ 368 ሰባት ካብ ሊብያ ናብ ጣልያን ክሰግሩ ኣብ ደሴት ላምፓዱዛ ጥሒሎም ሞይቶም።

ድምጺ ኣመሪካ’ ውን ነዛ ዕላትን ንሰራሓት ኣባ ሙሴን ዘርኣይን አመልኪቱ The MIGRANT PRIEST (“እቲ ስደተኛ ካህን”) ብዝብል ኣርእስቲ ሰናዲ ፊልም ሰሪሑ’ሎ።

ነዛ ዕለት ምኽንያት ብምግባር እምበኣር ነቶም ንሰደተኛታት ንዓመታት ናይ ርድእዎም መልእኽቲ ከስምዑሎምን ኣብ ኤውሮጳ መሰል ስደተኛታት ክኽበርን ክጣበቁን ዝጸንሑ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ኣዘረሪብና’ለና።

XS
SM
MD
LG